NEW ERITREAN MOVIE 2021 - DEGSI TARIK - ENG. MISGUN ABRAHA PART 33 - ደግሲ ታሪኽ ብኢንጅ. ምስጉን ኣብርሃ 33 ክፋል

تم نشره في 2021/02/20
NEW ERITREAN MOVIE 2021 - DEGSI TARIK - ENG. MISGUN ABRHA PART 33 - ደግሲ ታሪኽ ብኢንጅ. ምስጉን ኣብርሃ 33 ክፋል
For more videos SUBSCRIBE ON You tube - ar-one.info/long/9Ds.html...​
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔
contact via- misgunex@gmail.com
face book page - Paradise-Med...​
Any unauthorized use, copying, Uploading or distribution is strictly prohibited.
Copyright ©2021: Paradise Media Eri.

تعليقات

  • እዘን ኣራሑ እንበር ዝራብዓት ኣዋዲኤን እንታይ ኣይነት ክራማት ድዩ ከሪሙ ኣብ ዛ ግዜ እዝኣስ ተስታይ ምኻን ኢዩ ዘዋጽእ

  • ክክክክክክ

  • Alek 👍👍👍

  • ኣደ ዘዳን ናይ ኣደ ዘራባ ኣይገበረታን ናይ ደቂ ግዝየ ገራታ

  • ወዲ ደምሳስ ስቪል ጀነራል ተመስሕካ ኣብስ

  • Ajokeum nefat deki eri

  • ግርም እባ ዝኮንካ ምስ ኮንካ ኣታ ኣምላኽ ምባል እዛ ኣታ ኣምላኽ ትብልስ ፋሽን እንበር ገሮማ

  • ወዲ ደምሳስ ሎሚ ዶ ረኪብካ ኣቢስ ጅግና ኢድካ እያ

  • Wwwwww das sehr schön Film

  • The Croods: A New Age (2021) f'u"l'l M'o'V'i"E HD Watch Now : flix-easywatch.blogspot.com/ All Subtitle ━━━━━━━━━━━━━━━━━━ Leurs états de santé respectifs les empechent de s'approcher trop pres l'un de l'autre.?? todos los subtítulos Tessa se encuentra luchando con su complicada relación con Hardin; se enfrenta a un dilema que podría cambiar sus vidas para siempre ok9si9u8wy7uwnwerwteyr

  • Ewe teberaber alik

  • Eiwww anes ezi alik zbehal wedi kedengexeni

  • ኣቢስ 😍😍😍😍😍😍

  • ❤❤❤

  • 💔💔💔💔💔

  • 👍👍👍👍👍👍👍👍

  • Anta eza binyames wela inda metet wedi demsas tibil gud rie

  • A jekum deki eri kema kum yelen

  • Haramu ezia endiya xegemkn detnesekn ksab dtefakn sra tebzha konkn

  • N Alek Paspoort mleslu Germen kmles eyu ente zeymeliskumlu Merkel ktkesekum eya kkkk

  • እዙ ብንያም ዝባሃል ኣብ ጭንቀት ምስ ኣተወ ግን ትዝ እላቶ 😁👈

  • 💖💖❤❤

  • መርሓባ ብሩካት እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ተናፈቅቲ። እሞ የሕዋት ኣብዛ ምንፈሳዊ ቻነልና ሳብስክራይብ ብምግባር ተካፈልቲ በረክት ንኩን ።

  • Anka bselam mexakum shakorinatat ajokum kexlwo deki eri

  • 🤩🤩🥰🥰🥰❤❤❤❤

  • Bajakom binam keshlem alowo abza movie plic ❤👍👍👍👍

  • ወዲ ደምስስ ሓሳውን ስራቅን መጠረሻኡ ከምኡ እዩ

  • haaaà keme daynoser kabza mederi ketfe alewo haaa eway biniyam lomi nay eideka rekibka

  • Hade seb endyu hager mileu zenawts zelo

  • mekrt nayza filem dea biniyam abisen eiyom biniyam enka konka

  • PH

  • Btami des tbl movie eya entekone gn Kab hade Chanel nab Kal Chanel kedka mzrgah eza movie teketatelti kigedlwa koynu ysmani. Wana chaneln derestin texawawirkum ab djemerkuma ktwdwa nmhtsen thanks.

  • Svil jeneral binyam demsas kkkkkk ata azi sebabsi neger kemx eu sm yekbd alo

  • ኣቢስ ዳኣ እንታይ ኢኪኣ ጌርካ ዳኣ ማለት በል ወዲ ደምሳስ ኣይፈለጥካዮን ደለካ ሰፈር ንህቢ ተኒኪፍካ

  • ኣብ መንጎ ደራስን መወልትን እንታይ እዩ ዝባሃል ዘሎ። መዋሊ ከም ዝብሎ ዘሎ ደርሲ ትስስዕ ኣለኻ ዕርቡን ከይመለስከስ ናይ ዘይተጻዕነ ወሲድካ ኣብ ናትካ ዩቱቭ ክትጽዕና ቁኑዕ ኣይመስለንን። መዋሊ ተበዲለ ይብል ኣሎ! ዓገብ ኣይትበዳደሉ።

  • 💖💖💖💖💖💖💖

  • አሌክስ ለዋህ ልቢ ኩሉ ይጎድአ ከሕዚኑኒ

  • Saba menfetfetit fetfet ktbli baelki shinkya btmiet gah ktbli eiki hji suk eila ketehrqeka kiedka fthaya ymexeka

  • ክቡራት የሕዋት አንታይ ዓይነት መልእክቲ ኢኹም ከትመሓካልፉ ደሊኹም ኣነ ክሳብ ሎሚ ተኸታትልያ አንተኾነ ግን ብጅካ ጥልመት ስርቂ ሓሶት ክሕ ደት ጭ ካነ ኣብ ነንሕድክድካ ዘይምርድዳእ ሕነ ምፍዳይ ዘይተኣደነ መስተ ኣብ ናይ ሕብረተሰብና ዘየለ እዩ. ስለዚ ኣነ ዘሕዝነኒ, ምስ እዚ ኩሉ ብቕዓ ትኩም ኽእለትኩምን ከምዚ ዓ ይነት ስራሕን ታሪክ ንደቅና ክትገድፉሎም ዓገብ ይብል. ወይ ድማ ብልኽዕ ከመኡ ዓይነት ሂወት ኢና ንነብር አንተኾኑ ???

  • Btami dengikumna xenihukm bzkene xbuk srah nay bahki ahwatt ajokum qexlwa

  • ኣብስ ከድንቆ

  • ህያብ ጥፍራ ከፍርሕ እፍፍፍፍ ከፅለአካ

  • ኣታ በጃኩም ኣብ ቅልውላው ገዲፍኩምና ባች ህውከት

  • Zfetwa filim zufetwa kemzi natey entelikum Like

  • The Croods: A New Age (2021) f'u"l'l M'o'V'i"E HD Watch Now : flix-easywatch.blogspot.com/ All Subtitle ━━━━━━━━━━━━━━━━━━ Leurs états de santé respectifs les empechent de s'approcher trop pres l'un de l'autre.?? todos los subtítulos Tessa se encuentra luchando con su complicada relación con Hardin; se enfrenta a un dilema que podría cambiar sus vidas para siempre ok9si9u8wy7uwnwerwteyr

  • ክክክክክ፡ቢኒ ዓርከይ ተመስጊ ባር ምሳኩም ተዝህሉ ኔሬ መውጻእኩካ ያ ንስካ ኢካ ተስሕቀኒ ፡ንኣቢስ እንታይ ኢካ ኢልካዮ ነታ red level ውሰዳ መቀኔይት ትኮነካ ያ ሞይተ።ብዝኮነ ኩላኩም ድግሲ ታርክ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣጆኩም ቀጽልዎ ምሳኩም ኢና ደቂ ኤሬይ ሓላላት ።

  • እዋይ ወዲ ደምሳስ ፈከራ ኣላ ስካ ደምስሲካ ኣብስ ሽኮሪ ስሕንካያ

  • ኣቢሰይ እሰይ ገበርካ ሎሚ ኢካ ጠስሚ ዝስተካና ፅቡቅ ገበርካ ናይ ዱሙስስ ክንርኢ ብሃንቀዉታ ንፅበ ነይርና

  • Eway hawey natey nbale seger alwa nbhaki

  • Wedi demsas demasisa ajoka tifezo natka eye misay tisemamae liki rigexu

  • ሎሚ ኢካ ዘሐጎስካኒ ኣቢሰይ😆😂

  • Mqrtay kmzey kemay txbywa zelko like keygbrkom kthlfo ,,,,,,, nabse zftwo ka like keygbera keyhlfe okey

  • ክክክክክክ ወድ ደምሳስ በለው

  • እዋይ ቢኒ ፈሳዊት ኣቢስ ላምባ ኣፍሲካ ዓይንኻ የሕቢጥካ ዝገደፈልካ ዘይብሉ ወዲ ደምሳስ ዓርከይ ክክክክክክ

  • እውይ ሕልኽላኽ ኩሉ ይሳአለካ ብትኽክል አባና ዘሎ ኢኹም እኮ ትሰርሕዎ ዘለኹም እዋይ ኤርትራውያን ማራ ኑፉዓት ኢኹም አደኒቀኮም አይትሓዙለይ ሲኒትን አቢሴሎምን አደኒቀኩም 👌👍❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • ኣቢሰይ ኣጀካ ቀፅሎ

  • Abiet film entay kwexo ajokum eske keytehalelkum kexlwo deki erey mearey

  • ክክክክ ብታሕቲ ኮንካስ ወዲ ድመሳስ ኣብየት ፈኽራ ወዲ ደምሳስ ቤስት

  • ወይ ወዲ ደምስስ ግረም ባ እናተደምሰሰካ ሲ ፈከራ ከምዞም ኣማሓሩ 😁😁

  • Deki ereay xbukat odmen tanan yhabkum ❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • ወዲ ደምሳስ ተደምሲስካ

  • ኣይ ወዲ ደምሳስ ዘርግርግ ኣቢልዋ መሬት 🙄

  • kem snit zamesela ansty kiguhafa tray eyu zelewen gexen tkewel mergexi albo rebha tray

  • ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ማሃሪ ቡኡነት እዚ ናይ ጀርመን ሲ ናይ ስጋ ኮይንኒ Aber ich bin ganz stolz auf ihn,weil er übervoll geduldig hat.

  • መርሓባእ እንቋዕ ብሓን መጻኩም ደቂ ኤረ እዋይ ብናም ደምሳስ ሲቢል ጀነራል መሬት ሓሚዳትካ እታ መስኪኔት ናይ ከናዳ ጥራይ ረዳእ ዘይብላ ከይትመዊት ወዲ ደምሳ'ስ ከኣ መዋጽኦ ይፍጠር💪💞👍💜👊💚🍻🍷

  • ዋውውው አቱም ሰባት እዛ ድግሲታርክ ብጣዕሚ እያ ክትምቅር በጃክም ከይትቆርፅዋ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም

  • ኣንካዕ ዳሓን መፃእኩን

  • Wey geltemtem kzlum tebaxabixom

  • ጹቡቕ ስራሕ ደቂ ኤረይ ዓደይ

  • ኣታ ኣሊክ እንበር ኣጸሊልኩምለይ ዓገብ ዘፍቀረ ኣይትፍረዱ

  • ኣነስ ዝገርመኒ ኣብስደት አናነበርናስ ኩሉ ነገርና ከመከምይ ኢዩዝከውንዘሎ , ቀዳምነት ኣብ ኢቶፒያ ወጺና ንሰርሕ ዶስ ኮፍንብል , ጊዜና ብከመይ ንጥቀመሉ ! ኣጽፋረን ናይ ኣሞራ ይመስል ፡ ኣለባብሰአን ናይ ፎርኤን ይመስል ፡ ኣተሓሳስበአን ናይ ቆልዓ ። ኣነዲየ ገጋ ዘለኩ ወላ አንታይ ኢዩ ነገሩ ? ነኣብነት ኣነ ስግረዶብ ክወጽአ ከለኩስ ኤውሮፓ ኣብ ውሽጢ 2 ወርሒ ኣቲየ ተማሂረ ነብሰይን ስድራይን ከመሓይሽ ኔሩ ፑሮግራም ok ስለዚ ክሳብ Europa 5 ወርሒ ከኣ ወሲድለይ ፡ ተኮነ ሕጂ ውን ኣሸሓት ናተከፈልና ንሰርሕ ከኣለና ግን ከምዞና ኢቶፒያ ዘለዉ ኣብዚ ዘለኩዎ ከተማ ሸንዳሕዳሕ ዝብል የለን ። ማለተይ ኣብዚዘለው/ዋ ልዕሊ ኢቶም ኣብ Ethopia ዘለዉ ኣታዊ ፡ ናጽነት ኣለዎም ግን ነዞም ኣብ ምዕቡላት ኣህጉር ዘለዉ ክመስግኖምን ሓደራ ክብሎም ይደሊ ጆኩም ስደት ከቢድ ኢዩ ሞ ንመክቶ ወይ ንመሃር ወይ ንስራሕ ፡ ካብ ስራሕ ኣልቦ ምካን ይሰውረና ፈታሪ ። Love u so much deqi ኤረይ ።

  • Gdef abis nezi actor ktqetl

  • ወዲ ደምሳስ ዘይቡሉ መቀረት የቡሉን ኣቢስ ግደፍ!

  • Bhankewta ie zxbeya neza film anes good job deki eri

  • ወዲ ደምሳስ ግዕዘ መተካእታ ገዲፍካ ዓዲ ዝጽይቅ

  • Wedi demsas ftw

  • ዋይ ወዲ ደምሳስ ዓርከይ ሎሚ ኢኻ ዝተገነኻ

  • ما في كلام عجيب جدا في انتظار الجديد

  • The best of best Tomas and haney

  • ንኣምላክ ፍርሕወ እሺ

  • Waww gele aynet Film

  • Ajkoum muqrtey ❤❤❤👑👑👑👑👑👑👑👑

  • Nay bini you tinsi

  • Welcome shkorinatat ❤️❤️❤️❤️

  • መሰናክል ዝበዝሖ ሂወት ድኣ የሰንክለካ በር

  • kola gberelu seb keysemo afu exewo kkkkkkkkkkkkk

  • Abis key tmlesa n hyab

  • Alek shukor

  • Oyyyyyyyyyy ata like habiwom rikum aytikidu

  • Oww kawkaw ela

  • Wed Demsasi hij grmi

  • merhaba deki erey enkoe bselam mexakum edimen teanan yhabkum fetari 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • Kexlwo nfuat

  • Biniam edka u

  • Way w Aytekaakumnnn Deki Ereyyyy❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • ወዲ ደምሳስ ዲምሳስ😂😂😂😂😂😂😂

  • ናይ በሓቂ ደራሲ ውድእ

  • Eway bini zerkbkayo edka eka rakbka

  • Yesss tsbuk geberka abis

  • ሲኒት &ዜድ ክፋላለዩ የብሎሞን 🙏🙏🙏